CHF 35.00
እታ ብዙሕ ጠለባት ረኺባ ኣብ ዕዳጋ ተወዲኣ ዝነበረት ”ልሳን ህጻናት” እነሆ ምምሕያሻት ወሲኻ፡ ካልኣይ ሕታም ካብ ሎኦሚ ጀሚራ ኣብ ዕዳጋ ተዘርጊሓ ኣላ። ብቕጥታ ኣብዚ መርበብ ወይ ድማ ካብ ወከልትና ኣብቲ ዘለኹሞ ዓዲ ክትገዝእዋ ትኽእሉ። እዛ ኣብ ብዙሓት ወለድን ህጻናትን ዓቢ ኣበርክቶ ዝገበረት ብድምጺ ዝተሰነየት መጽሓፍ ብውሱን ቁጽሪ ተሓቲማ ስለ ዘላ ገዚእኩም ኣብ ምዕባለ ቋንቋ ናይ ደቅኹም እጃምኩም ኣበርክቱ። ጽቡቕ ዕድል!
ኣከፋፈልቲ
Switzerland
Germany
Holland
Belgium
England
Sweden
Norway
USA
Canada
CHF 35.00 Original price was: CHF 35.00.CHF 18.90Current price is: CHF 18.90.
CHF 50.00
Reviews
There are no reviews yet.